መምርሒ፦ ዕላማ እዚ መሕትት ንብዙሓት ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር መረዳእታ ንምርካብ እዩ። በዚ ድማ ቅኑዕ ሓበሬታ ምሃብ ብዝበለጸ ክንሕግዘኩም የኽእለና።
መተሓሳሰቢ፡ ነቲ መሕትት ብትኽክል ዝመልኡ ቀዳምነት ክወሃቦም እዩ።